text
stringlengths 17
109
|
---|
እንግሊዘኛ__ ትግሪኛ__ አማርኛ__
|
abandon__ ምሕዳግ__ መተው__
|
abandoned __ ዝወደ__ የተጣለ__
|
abasement__ ውርደት__ ውርደት__
|
abash__ መሕፈሪ__ አሳፋሪ__
|
abate __ ቀኒሲ__ ቀነሰ፣ ደከመ__
|
abdomen __ ከብዲ__ ሆድ__
|
abhorrence__ ዕሊኢት__ ጥላቻ__
|
abide __ አይቐርን__ አይቀርም__
|
ability __ ክእለት__ ችሎታ__
|
abject __ ዘስቐቐ__ አሰቃቂ__
|
able __ ኪኢላ__ ችሎታ ያለው__
|
ablation __ ምሕፃብ__ መታጠብ__
|
abnegate__ ምንዓቐ__ መናቅ__
|
abode__ መንበሪ__ መኖሪያ__
|
abolition__ ጥፍኣት__ ማጥፋት__
|
abominate__ ምዕላእ__ መጥላት__
|
abort __ ጨንጊት__ ጨነገፈ__
|
abound __ መሊሉ__ ሞለ፣ተትረፈረፈ__
|
about __ ብዝዕባ፣ ደርጋ አስታት__ ይህል፣ ገደማ ስለ__
|
above __ አብላዕሊ፣ ብዝያዳ__ ላይ፣ ከላይ__
|
abrasion__ መፍሓች__ መፋቅ__
|
abridge __ አሕፂሩ__ አሰሳጠረ__
|
abroad __ መፃኢ ሃገር__ ውጭ አገር__
|
abrogate__ ሰዒሩ__ ሻረ__
|
abupt __ ሃንደበት__ ድንገተኛ__
|
abscess __ ሕባጥ__ እባጭ__
|
abscond__ ምህዳም፣ ምሕባእ__ መሸሽ__
|
absent __ ቡኹር (ካብ ትምህርቲ ወይስ ስራሕ)፣ቀራይ__ ቀሪ__
|
absent minded __ ሃሳስ__ ዝንጉ__
|
absorb __ መጢጡ__ ያዘ፣ መጠጠ__
|
absstain __ ተቐጢቡ__ ተጠበቀ፣ ተቆጠበ__
|
abundance__ ብዝሓት__ ብዛት__
|
abuse __ ዐርፈ__ ስድብ__
|
abut __ ዝተተሓሓዘ__ የተያያዘ፣ ጎን__
|
abyss __ ገደል፣ አድፊ__ ገደል__
|
acacia __ ሰስው፣ ልሓይ፣ ጫዓ፣ ሞና፣ ዝመስሉ አእዋም__ ግራር__
|
accede__ ወሪሱ፣ ተቐቢሉ__ ወረሰ፣ ተቀበለ__
|
accelerate __ ሓይሊ ወሲ ኹሉ__ ፍጥነት ጨመረ__
|
accept__ ሕራይ ኢሎሎ__ እሺ አለ__
|
acceptable __ ዘዝስማዕማዕ፣ ቅቡል__ ተስማሚ__
|
accession __ ምውሳኽ__ መጨመር__
|
accident __ ድንገት፣ ሓደጋ__ ድንገተት፣ አደጋ__
|
acclimate __ ለሚዱ__ ለመደ__
|
accompany __ ምዕጃብ__ ማጀብ__
|
accomplishment __ ስራሕ__ ሥራ__
|
accord __ ስምምዕ__ ስምምነት__
|
accrue __ ወስኸ__ ጨመረ__
|
accurate __ ትኸክል__ ትክክለኛ__
|
accusation __ ኽስ__ ክስ__
|
accused __ ተኽሳሲ__ ተከሳሽ__
|
accuser __ ከሳሲ__ ከሳሽ __
|
ache __ ቀቃንዛ__ ህመም__
|
achieve __ ስሪሕ፣ ጨረሱ፣ ዛዚሙ፣__ ሠራ፣ ፈጸመ__
|
acne __ ፈፀጋ፣ ንፍሩር (ሕማም)__ ብጉር__
|
acquaintance __ ዐዕርክነት__ ጓደኝነት__
|
acquire __ ኣግኒዩ__ አገኘ__
|
acquit __ ብናፃ ተለቐቑ__ በነፃ ተለቀቀ__
|
acre __ ስፍሓት ልክዕ መሬት መለክዒ__ የመሬት ስፋት መለኪያ__
|
across __ ማዕዶ፣ ሰገር__ ከዳር እዳር__
|
acting __ ተጠባባቒ__ ተጠበባባቂ__
|
active __ ገጎበዝ፣ንቑሕ__ ብርቱ፣ ንቁ__
|
adan __ መሀመርታ ሰብ__ አዳም__
|
add __ ምውሳኽ፣ ምድማር ቑዕሪ__ መጨመር፣ መደመር__
|
addict __ ውሉፍ፣ ምውላፍ__ ሱሰኛ__
|
addition __ ወልፊ__ ሱስ__
|
addition __ ድምር__ ድምር__
|
address __ ኣድራሻ__ አድራሻ__
|
adept __ በዓልሙያ__ በባለሙያ__
|
adjure __ ለሚኑ__ ለመነ__
|
adjust __ ኣስተኻኺሉ __ አስተካከለ__
|
adjutant __ ረዳኢ፣ ሓጋዚ__ ረዳት__
|
administration __ ምምሕዳር__ አስተዳደር__
|
administrator __ አማሓዳሪ__ አስተዳዳሪ__
|
admiral __ ዋና አዛዚ ሓይሊ ባሕሪ__ የባህር ሀይል አዛዥ__
|
adolescent __ ኮርዒዳ፣ መንእሰይ__ ጎረምሳ፣ ኮረዳ __
|
adoration __ ምኽባር __ ማክበር__
|
adore __ ኣፍቂሩ__ አፈቀረ__
|
adorn __ አጋይዑ፣ አመልኪዑ__ አስጌጠ__
|
adroit __ ፈላጢ፣ መይላ ዘለዎ__ ዘዴኛ__
|
adult __ በዕሒ፣ ንዓቐሚ ኣዳም ዝበዕሓ__ ገጎልማሳ፣ አዋቂ__
|
adulteress __ ዘማዊ ሰበይቲ__ ዘማዊ ሴት__
|
adultery __ ዝሙት፣ ዕጥራን__ ዝሙት__
|
advanced __ ላዕለዋይ__ ከፍተኛ__
|
adventitious __ ተወሳኺ__ ተጨማሪ፣ በአጋጣሚ የሚመጣ__
|
adversity __ መከራ፣ ስቓይ__ መከራ__
|
advertisement __ ሓበሬታኣቑሑ ንምሣጥን ንምግዛእን ዝማሓለለፍ__ ማስታወቂያ__
|
advertiser __ ሓበባሪ ምልክታ፣ መፋለቲ__ አስተዋዋቂ__
|
advertise __ ምልክታ ምትሕልላፍ__ ማስታወቅ__
|
advisory __ ማአማኻሪ__ አማካሪ__
|
advocate __ ጠበቓ__ ጠበቃ__
|
adze __ ማሕዐ፣ ምሳር__ መጥረቢያ__
|
aerial __ ኣንቴና__ አንቴና__
|
afar __ ርሑቕ__ ሩቅ__
|
affection __ ፍቕሪ__ ፍቅር__
|
affiliation __ ሕውነት__ ዝምድና__
|
affinity __ ተመሳሳሊ__ ተመሳሳይ__
|
afflict __ ብጣዕሚ ጎዲኡ__ በጣም ጎዳ__
|
afflient __ ብዓልአጋ__ ባለፀጋ__
|
afford __ ሃበ__ ሰጠ__
|
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.